Radio Erena - Daily Broadcasts

40 Episodes
Subscribe

By: Radio Erena

Produced in Tigrinya and Arabic, this Eritrean podcast delivers fact-checked news, in-depth analysis, and vibrant discussions on politics, society, and culture—connecting listeners inside Eritrea and across the diaspora.Each episode features timely updates on national, regional, and international events, plus interviews, talk shows, and special programs that amplify diverse Eritrean voices, including women and youth.In a country where press freedom is severely restricted, Radio Erena breaks the information blockade, empowering audiences with reliable information and fostering open, informed debate. Trusted by over 500,000 weekly listeners in Eritrea and more than 130,000 online followers around the world, the radio is a li...

ሰሉስ 15 ሓምለ 2025 / Tuesday, 15 July 2025
Yesterday at 10:01 AM

ናይ ሰሉስ 15 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ተራ ሰራዊት ኣብ ምምጻእ ለውጢ - ዕላል መዛኑ


ሰኑይ 14 ሓምለ 2025 / Monday, 14 July 2025
Last Monday at 10:02 AM

ናይ ሰኑይ 14 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

"ብጎነጽ ዝመጽእ ለውጢ ውጽኢቱ ምልኪ'ዩ" ዘተ ምስ ናኦድ በላ


ሰንበት 13 ሓምለ 2025 / Sunday, 13 July 2025
Last Sunday at 10:00 AM

ናይ ሰንበት 13 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ሰንበት ምስ ሸኾርተት


ቀዳም 12 ሓምለ 2025 / Saturday, 12 July 2025
Last Saturday at 10:00 AM

ናይ ቀዳም 12 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

"ህዝቢ ኤርትራ ናብ ጀብሃ ተመለስ" ክፉት ዘተ ምስ ኢብራሂም መሓመድ ዓብደላ


ዓርቢ 11 ሓምለ 2025 / Friday, 11 July 2025
Last Friday at 10:01 AM

ናይ ዓርቢ 11 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

"ሽወደን ንስደተኛታት ኣጸጋሚት ንምግባራ 'ዮም ዝጽዕሩ ዘለዉ" ኤርትራዊ ሽወደናዊ ፖለቲከኛ


ሓሙስ 10 ሓምለ 2025 / Thursday, 10 July 2025
Last Thursday at 10:01 AM

ናይ ሓሙስ 10 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ህግደፍ፦ ገመል ሰሪቅካ ጉምብሕ ጉምብሕ - ብይኣክል ግሎባልውልቃዊ ሓርነት - ዘተ ዓርቢ ሓርነት


ረቡዕ 09 ሓምለ 2025 / Wednesday, 09 July 2025
07/09/2025

ናይ ረቡዕ 09 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ምስጢራት ኲናት ትግራይ - 'ገበናት ጀነራል ሓሊባይ?' - ብኣስመሮም ሃይለ ኣብኡ ኣለና - ብይርጋኣለም ፍስሃ


ሰሉስ 08 ሓምለ 2025 / Tuesday, 08 July 2025
07/08/2025

ናይ ሰሉስ 08 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ተራ ኣብ ስደት ዝርከቡ ምሁራትን ኣውፈርቲን ኣብ ምርግጋጽለውጢን ምምስራት መሰጋገሪ መንግስቲን - ዕላል መዛኑ


ሰኑይ 07 ሓምለ 2025 / Monday, 07 July 2025
07/07/2025

ናይ ሰኑይ 07 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

"ሉላውነት ኤርትራ ምጥሓስ ቀይሕ መስመር'ዩ" ዘተ ምስ ዳዊት ዘርእዝጊ - ኣቦ መንበር ይኣክል ግሎባል


ሰንበት 06 ሓምለ 2025 / Sunday, 06 July 2025
07/06/2025

ናይ ሰንበት 06 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

መደብ ሸኾርተት


ቀዳም 05 ሓምለ 2025 / Saturday, 05 July 2025
07/05/2025

ናይ ቀዳም 05 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ጽምዶ ኤርትራን ትግራይን - ብድሕሪኡ ኸ? ዘተ ምስ ጸገዝኣብ ኪሮስ


ዓርቢ 04 ሓምለ 2025 / Friday, 04 July 2025
07/04/2025

ናይ ዓርቢ 04 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ኢራን ዶ እስራኤል - መን ስዒራ? ትንታነ ምስ ዓብዱራሕማን ሰይድ (ቦሃሽም)


ሓሙስ 03 ሓምለ 2025 / Thursday, 03 July 2025
07/03/2025

ናይ ሓሙስ 03 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ኣይከሰርናን እንተበለ ሓቁ'ዩ! ብይኣክል ግሎባልመሰጋገሪ መንግስቲ ምምስራት - ብዓርቢ ሓርነት


ረቡዕ 02 ሓምለ 2025 / Wednesday, 02 July 2025
07/02/2025

ናይ ረቡዕ 02 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ጆሴፍ ጎብልስ፡= ገደብ ኣልቦ መናፍሕ - ኣብ ገጻት ታሪኽ


ሰሉስ 01 ሓምለ 2025 / Tuesday, 01 July 2025
07/01/2025

ናይ ሰሉስ 01 ሓምለ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ፍትሒ ትካላዊ 'ዩ፡ ብትካል ድማ ይሰዓር - ዕላል መዛኑ


ሰኑይ 30 ሰነ 2025 / Monday, 30 June 2025
06/30/2025

ናይ ሎሚ ሰኑይ 30 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ስነጥበብ ቋንቋ 'ዩ - ዘተ ምስ ቀባኢ ፍጹም ተኽለማርያም


ሰንበት 29 ሰነ 2025 / Sunday, 29 June 2025
06/29/2025

ናይ ሰንበት 29 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ሰንበት ምስ ሸኽርተት


ቀዳም 28 ሰነ 2025 / Saturday, 28 June 2025
06/28/2025

ናይ ቀዳም 28 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ፖለቲካ መታሕት - ከበሳ ክፈርስ ኣለዎ - ዘተ ምስ መርሃዊ ወልደሚካኤል


ዓርቢ 27 ሰነ 2025 / Friday, 27 June 2025
06/27/2025

ናይ ዓርቢ 27 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

እስራኤል ዶ ኢራን? ብኣስመሮም ሃይለ ዕደረ (ቅየዐ) ን ሕጫጨን ሕብረተሰብን - ዘተ ምስ ሳብሪና ሳህለ


ሓሙስ 26 ሰነ 2025 / Thursday, 26 June 2025
06/26/2025

ናይ ሓሙይ 26 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ግፋ ኣብ ካርቱም - መልእኽቲ ኤርትራዊ ኣደ ካብ ካርቱም ጸላምና ክቅንጠጥ = ብግሎባል ይኣክል ሃብቲ ባሕርና - ብዓርቢ ሓርነት


ረቡዕ 25 ሰነ 2025 / Wednesday, 25 June 2025
06/25/2025

ናይ ረቡዕ 25 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ኤርትራውያን ካብ ከተማ ካርቱም ክወጹ ይዘዙ - ክፉት ዘተ እስራኤልን ኣብ ከባቢኣ ዘለዋ ሃገራትን


ሰሉስ 24 ሰነ 2025 / Tuesday, 24 June 2025
06/24/2025

ናይ ሰሉስ 24 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ውድባት፡ ምንቅስቓሳትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ኣብ ምዕዋት ለውጢ


ሰኑይ 23 ሰነ 2025 / Monday, 23 June 2025
06/23/2025

ናይ ሰኑይ 23 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ዲያስፖራ - ዘተ ን20 ዓመታት ኣብ ስፖርት መንሰያት ምስ ዝነጠፈ ዮሴፍ ኣብርሃ


ሰንበት 22 ሰነ 2025 / Sunday, 22 June 2025
06/22/2025

ናይ ሰንበት 22 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ሰንበት ምስ ሸኾርተት


ቀዳም 21 ሰነ 2025 / Saturday 21 June 2025
06/21/2025

ናይ ቀዳም 21 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

"ሕጂ ኢትዮጵያ ክንቃለሰላ ዘኽእል ቁመና የብላን" ክፉት ዘተ ምስ ሙሉጌታ ጥዑምዝጊ


ዓርቢ 20 ሰነ 2025 / Friday, 20 June 2025
06/20/2025

ናይ ዓርቢ 20 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ኲናት እስራኤልን ኢራንን - ህሉው ኩነታት ኤርትራውያን - ዘተ ኣብ ግዜና ምስ ክብሮም ተወልደ ካብ ቴል ኣቪቭብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዳለወ ፍሉይ መደብ


ሓሙስ 19 ሰነ 2025 / Thursday, 19 June 2025
06/19/2025

ናይ ሎሚ ሓሙስ 19 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ጽምዶን ምኽፋት ዶባትን - ዘተ ዓርቢ ሓርነትሰውኣትና ዝኸብሩ? መልእኽቲ ይኣክል ግሎባል


ረቡዕ 18 ሰነ 2025 / Wednesday, 18 June 2025
06/18/2025

ናይ ሎሚ ረቡዕ 18 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

"ሕጂ ኢትዮጵያ ክንቃለሰላ ዘኽእል ቁመና የብላን" ክፉት ዘተ ምስ ሙሉጌታ ጥዑምዝጊ


ሰሉስ 17 ሰነ 2025 / Tuesday, 17 June 2025
06/17/2025

ናይ ሰሉስ 17 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ጽምዶ ንሰላም ዶ....? ዘተ ኣብ ዕላል መዛኑ


ሰኑይ 16 ሰነ 2025 / Monday, 16 June 2025
06/16/2025

ናይ ሰኑይ 16 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ኢትዮጵያ ምሕዝነት ምፍጣሩ፡ መኽሰቡ ዶ ይዓቢ ክሳራኡ? ዘተ ምስ ጥዑምዚጊ ጠዓመ - ኣቦ መንበር ብርጌድ ንሓመዱ ዓለምለኻዊ


ሰንበት 15 ሰነ 2025 / Sunday, 15 June 2025
06/15/2025

ናይ ሰንበት 15 ሰነ 2025 ፈነወ ራዱዮ ኤረና፦

ሰንበት ምስ ሸኽርተት ብምኽንያት 16 ዓመት ምምስራት ራድዮ ኤረና


ቀዳም 14 ሰነ 2025 / Saturday, 14 June 2025
06/14/2025

ናይ ቀዳም 14 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

'ምስ ኣወል ስዒድ 100% እሰማማዕ' ክፉት ዘተ ምስ ብርሃነ ገብረግዚኣብሄር (ብራሽ)


ዓርቢ 13 ሰነ 2025 / Friday, 13 June 2025
06/13/2025

ናይ ዓርቢ 13 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ኩነታት ስነ ኣእምሮን ነብሰ ቅትለትን - ኣብ ግዜና ምስ ሳብሪና ሳህለንመን ትናፍቒ? ብይርጋኣለም ፍስሃ


ሓሙስ 12 ሰነ 2025 / Thursday, 12 June 2025
06/12/2025

ናይ ሓሙስ 12 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕጥቃዊ ቃልሲ ጀሚረ ኢሉ፡ ህዝቢ ኸ ከመይ ይቕበሎ ኣሎ? ብአርቢ ሓርነት ዝተኻየደ ዘተ'ህግደፍ፡ ፍጹም ክጽወር ዘይብሉ ስርዓት' - ብዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ዝተዳለወ መደብ


ረቡዕ 11 ሰነ 2025 / Wednesday, 11 June 2025
06/11/2025

ናይ ረቡዕ 11 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ቋንቋ፡ ባህሊን ታሪኽን ካብ ፖለቲካ ወጻኢ? ክፉት ዘተ ካሕሳ ኣርኣያንሌባስ ሉባ - ብይርጋኣለም ፍስሃ


ሰሉስ 10 ሰነ 2025 / Tuesday, 10 June 2025
06/10/2025

ናይ ሰሉስ 10 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ምረት ህዝቢ ናብ ናይ ለውጢ ሓይሊ ዝቕይሮ ትካል እዩ! - ዕላል መዛኑ


ሰኑይ 09 ግንቦት 2025 / Monday, 09 June 2025
06/09/2025

ናይ ሰኑይ 09 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

''ጽምዶ፡ ንህዝብታት ኤርትራ ንሰላም ዶ ንኲናት?'' ዘተ ምስ ኣቶ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)


ሰንበት 09 ሰነ 2025 / Sunday, 09 June 2025
06/08/2025

ናይ ሰንበት 09 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

መደብ ሸኾርተት


ቀዳም 07 ሰነ 2025 / Saturday, 07 June 2025
06/07/2025

ናይ ቀዳም 07 ሰነ ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

''ንህግደፍ ብሓሳብ ኣይሰአርናዮን" - ክፉት ዘተ ምስ ዮናስ ኣሸብር ካብ ኣዲስ ኣበባ


ዓርቢ 06 ሰነ 2025 / Friday, 06 June 2025
06/06/2025

ናይ ዓርቢ 06 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

ዕላል ምስ ደራሲ 'ቀይ ባህር ሲቀላ' ዶ/ር ፍርድኣወቀ ማሞ - ኣብ ግዜና